Gå direkte til innholdet
???_10_????
Spar

???_10_????

Forfatter:
pocket, 2015
Tigrinja

ሕጂ ግን ምስ መን'የ ክምርዖ ምስ ከማይ ዓንዲራ ዝወደአት'ዶ ወላስ ኣንጻር ናተይ ባህሪ ዘለዋ ጓል ግን እታ ሕጂ ነዓይ እትምርዖ ንሕሉፈይን ሕማቅ ባህረይን ከምዘላታ ተቀቢላ፡ ሓቀኛ ፍቅሪ ሓቀኛ ምንባር እተስተማቅረኒ ጓል ሄዋን ክትከውን ኣለዋ፡፡ ንሕማቅ መንገደይ ተማሂረሉ እምበር ኣየጣዕሰንን'ዩ፡ መኽንያቱ ብሕጂ ዘለኒ ግዜን ዕድልይ ይበዝሕ...

Forfatter
????? ???
ISBN
9789994851829
Språk
Tigrinja
Vekt
122 gram
Utgivelsesdato
1.5.2015
Forlag
PUBLISHER
Antall sider
158