Siirry suoraan sisältöön
????? ???
Tallenna

????? ???

Kirjailija:
pokkari, 2023
Tigrinja

እቲ ክጅምሮ ከሎ ከምኡ ዝመስሎ ዘይነበረ ዝሓለፈ ናይ ፍቅሪ ተመኩሮኡ፡ ኣብ ህይወቱ ክምልሶም ዘለዎ ሕቶታት ኣለዒሉ'ዩ ራሕሪሕዎ። ደጊሙ ፍቅሪ ክጅምር እንተኮይኑ ብ'ዝቀደመ ኣይኽፋእ ተሰሪሑ ዝፍንጣሕ ዘይኮነ፡ ናይ ግድን ሓቀኛ ዘልኣለማዊ ፍቅሪ ክኾነሉ'ዩ ትምኒቱ። ምስ ሳሮን ትምኢልካ 'እንተቀዶ ቀዶ እንተዘይቀዶ ሕንጣጦ' ዓይነት ኣካይዳ ክኸይድ ድላዩ ኣይነበረ፡፡ ኣብ መፈጸምትኡ ዘይበጽሕ ኣቋሲልካ ዝግደፍ ፍቅሪ ምርጭኡ ኣይኮነን። ቃንዛ ምፍልላይ ክምለሶ ፈጺሙ ኣደልዮን፡፡ ጀሚርካ ዝቋረጽ፡ ኣደዳ ዝኽርን ትኻዘን ጌሩ ሰላምካ ዝዘርግ ፍቅሪ ክጅምሮ'ውን ኣይደልይን'ዩ፡፡ ሓንሳብን ንሓዋሩን ጥራይ ህሉውን ዝኾነ ቅድመ-ኩነት ዝየቀምጥን እንተ ኮይኑ፡ ባህጉ ንሱ'ዩ፡፡

Kirjailija
???? ???????
ISBN
9789994864270
Kieli
Tigrinja
Paino
213 grammaa
Julkaisupäivä
1.6.2023
Kustantaja
PUBLISHER
Sivumäärä
180