Filter
Sökt på: Sökresultat
Filter
totalt 4 träffar
?????? ???? (The unheard Ultimatum)
pocket,
2020,
Tigrinja,
ISBN 9789994851607
ጎደናታት ሰብ መሊኡ እንተዕለቅለቀ ሰብ ኣይተሳእነን ኣይትበሉ፡፡ ዝጠፍአ ሕልናታት ጸይራ ትትክዝ ዘላ መሬት ዓው ኢላ ንሓሶትኩም ክትምጉት ኣይትጸበይዋ፡፡ ኣየ መሬት ትረኽቦ? ዕድሚኦም ዓቢ ተግባራቶም ናይ ህጻውንቲ ፍጡራት ካብ ዓቅማ ወጻኢ ኮይኖማ፡፡ ተስፋኣ ካብ ብሕጂ ዝመጹ ሓደሽቲ …
???_10_????
pocket,
2015,
Tigrinja,
ISBN 9789994851829
ሕጂ ግን ምስ መን'የ ክምርዖ ምስ ከማይ ዓንዲራ ዝወደአት'ዶ ወላስ ኣንጻር ናተይ ባህሪ ዘለዋ ጓል ግን እታ ሕጂ ነዓይ እትምርዖ ንሕሉፈይን ሕማቅ ባህረይን ከምዘላታ ተቀቢላ፡ ሓቀኛ ፍቅሪ ሓቀኛ ምንባር እተስተማቅረኒ ጓል ሄዋን ክትከውን ኣለዋ፡፡ ንሕማቅ መንገደይ ተማሂረሉ እምበር …
?????? ???
pocket,
2023,
Tigrinja,
ISBN 9789994864348
ኤዞፕ ካብ ከባቢ 620 ክሳብ 564 ቅ.ል.ክ (ቅድሚ ልደተ ክርስቶስ)፡ ቅድሚ ኣስታት 2500 ዓመታት ኣቢሉ መአርታ ከም ባርያ ደሓር ግን ብውሕልነት ዘረቡኡን ብልሑን ናጽነቱ ዝረኸበን፡ ኣማኻሪ ነገስታትን ከተማ-መንግስታትን ክኸውን ዝበቅዐ፡ ኣፍሪቃዊ መበቆል ዝነበሮ ግሪኻዊ ተራኺ …