እዛ ብዉሩይ ሊቅ ዊልያም ሌን ክሬግ እተጻሕፈት መጽሓፍ ንክርስትያናዊ እምነትካ ብርትዕን ልክዕነትን ንምጥባቕ ብመረድኢታት፡ መብርሂታት፡ ክዝከር ዝክኣል ስጒምትታት ዝመልአት እያ። ብመሳጢ ኣገባብ ዶር. ክሬግ ኣርባዕተ መርትዖታት ንህልውና ኣምላኽ ይህብ፡ ንታሪኻውነት ውልቃዊ ዘረባታት …