Filter
Modern & samtida skönlitteratur
Filter
እቲ ክጅምሮ ከሎ ከምኡ ዝመስሎ ዘይነበረ ዝሓለፈ ናይ ፍቅሪ ተመኩሮኡ፡ ኣብ ህይወቱ ክምልሶም ዘለዎ ሕቶታት ኣለዒሉ'ዩ ራሕሪሕዎ። ደጊሙ ፍቅሪ ክጅምር እንተኮይኑ ብ'ዝቀደመ ኣይኽፋእ ተሰሪሑ ዝፍንጣሕ ዘይኮነ፡ ናይ ግድን ሓቀኛ ዘልኣለማዊ ፍቅሪ ክኾነሉ'ዩ ትምኒቱ። ምስ ሳሮን ትምኢልካ …
ጎደናታት ሰብ መሊኡ እንተዕለቅለቀ ሰብ ኣይተሳእነን ኣይትበሉ፡፡ ዝጠፍአ ሕልናታት ጸይራ ትትክዝ ዘላ መሬት ዓው ኢላ ንሓሶትኩም ክትምጉት ኣይትጸበይዋ፡፡ ኣየ መሬት ትረኽቦ? ዕድሚኦም ዓቢ ተግባራቶም ናይ ህጻውንቲ ፍጡራት ካብ ዓቅማ ወጻኢ ኮይኖማ፡፡ ተስፋኣ ካብ ብሕጂ ዝመጹ ሓደሽቲ …
The book is wrote by Andemariam Tesfaldet . There are different 10 short stories. The stories are different from each other. For example, the title of the book " Wereja Ketali" it …
Ny roman av Ghirmay Yohannes. Språk: Tigrinja. New novel by Ghirmay Yohannes. Language: Tigrinya.
ኣብ ቀዳማይቲ መጽሓፍ፣ እቲ ኹሉ ስግንጢር ጠባይን፣ ባህርን፣ ህልኽን፣ ትርን ናይዞም ክልተ ተጻያት ተደማሚሩ፣ ናብ ገበን፣ ናብ ፍርዲ፣ ናብ ምብትታንን፣ ማእሰርትን ሓደጋን ኣብጺሑ። እቲ ሽግር ግን፣ በዚ ኣብ "ህልኽ ተስፎምን ሃብቶምን" ዝተኸሰተ ዘሕዝን ፍጻመታት ኣየብቀዐን። ንሱ እቲ …
Dagboken - nu också på tigrinska!Tarek har flytt från kriget till Sverige. Nu går han i skolan och lär sig svenska. Det är svårt, orden på det nya språket är inte hans ord. En dag …
ንዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ስለ'ዛ ብቑዕ መግለጺ እዋናዊ ፖለቲካዊ ኲነታት ኣብ ኤርትራ እተስንቕ ጥራይ ዘይኰነ፡ እንተላይ ብዛዕባ መጻኢ ናይታ ምጭውቲ ሃገሩ ኣገደስቲ ሕቶታት እተልዕል፡ ዚለዓለ ክብሪ ዚሓዘለ ትሕዝቶ ዘለዋን ኣዝያ ሓባሪትን መጽሓፉ ዮሃና እብሎ። ኣብቲ ነዊሕ ተመክሮኡ …