Familj & Hälsa
Filter
ሕጂ ግን ምስ መን'የ ክምርዖ ምስ ከማይ ዓንዲራ ዝወደአት'ዶ ወላስ ኣንጻር ናተይ ባህሪ ዘለዋ ጓል ግን እታ ሕጂ ነዓይ እትምርዖ ንሕሉፈይን ሕማቅ ባህረይን ከምዘላታ ተቀቢላ፡ ሓቀኛ ፍቅሪ ሓቀኛ ምንባር እተስተማቅረኒ ጓል ሄዋን ክትከውን ኣለዋ፡፡ ንሕማቅ መንገደይ ተማሂረሉ እምበር …