Filter
Afrika
Filter
ንዓንደብርሃን ወልደጊዮርጊስ፡ ስለ'ዛ ብቑዕ መግለጺ እዋናዊ ፖለቲካዊ ኲነታት ኣብ ኤርትራ እተስንቕ ጥራይ ዘይኰነ፡ እንተላይ ብዛዕባ መጻኢ ናይታ ምጭውቲ ሃገሩ ኣገደስቲ ሕቶታት እተልዕል፡ ዚለዓለ ክብሪ ዚሓዘለ ትሕዝቶ ዘለዋን ኣዝያ ሓባሪትን መጽሓፉ ዮሃና እብሎ። ኣብቲ ነዊሕ ተመክሮኡ …
En antologi med 20 medverkande författare och journalister från Eritrea. Språk: tigrinja.
Ny roman av Ghirmay Yohannes. Språk: Tigrinja. New novel by Ghirmay Yohannes. Language: Tigrinya.
ሌተናንት ኮሎኔል ታምራት ወንድነህ ኣባል ደርግን ሓላፊ ወተሃደራዊ ስለያ ኣብ ኤርትራን፡ ሓጎስ ገብረኣነንያ ኣባል ማእከላይ ሽማግለ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይን ኣማኻሪ ቀዳማይ ሚኒስተር መለስ ዜናዊ ኣብ ጕዳይ ኤርትራን ኤርትራውያን ኣብ ኢትዮጵያን ሰብ መትከልን ራእይን ከም ዝነበሩ፣ …